HELM YAF

HELM YAF Ceynery products

01/22/2025

God bless you.

01/22/2025

Peace for all human bengs.

10/07/2024

ሓደ ፖለቲከኛ ዘገድሶ እሱ ዘዋፍሮ ፖለቲካዊ ኣተሓሳስባ ተሳኺዕዶ ኣይተሳኸዐን እዩ💪So,ንዓይ ክብሮም ፍስሃየ፣ተኽላይ፣ብርኽቲ፣ሰለሞን፣ኣማኑኤል፣ገብረ ኢሮብ ብቀጥታ ይዉክሉኒ ኢለ ይሓስብ።ፃርቃን No,no.ወይለከ😂

09/25/2024

🎯🎯🎯🎯ጀነራል ኣባ ዱላ Vs ጀነራል ፃርቃን።🎯🎯🎯

🎯ጀነራል ኣባ ዱላ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኢንተርናሸናል ሆቴል ኣለዎ ጀነራል ፃርቃን ስታንዳርድ ገዛ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣለዎ።

🎯ጀነራል ኣባ ዱላ መሐብሐቢ ኣካለ ጉድኣት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣለዎ።ጀነራል ፃርቃን ኮንሰልቲን ቢዝነስ ካምፓኒ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣለዎ።

🎯ጀነራል ኣባ ዱላ ሪዞርት ኣብ ደብረዘይት ኣለዎ ጀነራል ፃርቃን ቢራ ፋብሪካ ኣብ ራያ ኣለዎ።

🎯 ጀነራል ኣባ ዱላ 60,000 ካሬ ሜትር ሕርሻ ኣብ ኣርሲ ኣለዎ
ጀነራል ፃርቃን 30,000 ካሬ ሜትር ኣብ ጨርጨር ኣለዎ።

🎯 ጀነራል ኣባ ዱላ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፈብረፀይትን ኢሬቻ በዓል የኽብር ጀነራል ፃርቃን ኣብ ዕዳጋሓሙስ ዓዲግራት በዓል መስቀል የኽብር።

🎯🎯🎯. ጀነራል ኣባ ዱላ ሃፍተ ገነቱ ኣብዝርከቦ በዓል ኢረቻ እንተኽብር።ጀነራል ፃርቃን ሃፍቱ ኣብ ንቁሕ ህዝቢ ኣፀጊዑ ኣብ የዋህ ሐሰቦኛ ህዝቢ የኽብር።

🎯🎯 # ዓብይ ኣፈላላይ ንቅሓተ ሒልና ኣብ ክልተ ጀነራላት🤣🤣🤣🤣🎯🍷🍷🍷🍷

09/13/2024

ዶክተር ደብረፅዮን ንኒ ስዮም መስፍን ገዲፍዎም እንተኸይዱ መዘክር ኣባዲ ዘሞ ንምንታይ ንኣቦኡ ገዲፍዎ ከይዱ ዝተማረኸ???ወይ እንየኻ ቀንደብደብ ዝኾነ ግዜ ኣቦኻን ደቕኻን ገዲፍካ' ዶ ደኣ ይኽየድ እዩ???🤣😂🤣😂😂

እጅግ ምርጥ የህዝብ ግንኙነት ባለሞያ። የኢራቁ መሓመድ ኣል ቢን የሚያስንቅ።ለህዝብ ጀሮ የሚመጥን ከማዉራት ባሻገር እንዴት እንደሚመራ ያልገባዉ።።መምራት ማለት ምርጥ ምርጥ ቃላትን ከሸነህ ማ...
08/17/2024

እጅግ ምርጥ የህዝብ ግንኙነት ባለሞያ። የኢራቁ መሓመድ ኣል ቢን የሚያስንቅ።ለህዝብ ጀሮ የሚመጥን ከማዉራት ባሻገር እንዴት እንደሚመራ ያልገባዉ።።መምራት ማለት ምርጥ ምርጥ ቃላትን ከሸነህ ማውራት ሳይሆን መወሰንና አርምጃ

Very intellectual public relation expert as like as General Mohamed al bin.
But not has any Leader quality,since a Leader is deciation maker and action taker.not just because Tocative.😂😂😂😂😂😂😂

‼️‼️‼️እዛ ብዶር. ኣብይ ኣሕመድ ዝተተኾበትሉ ስራሕ ፈፃሚ ክልል ትግራይ ብኢንተርቪዉ ጀሚርዋ ብኢንተርቪዉ ይዛዝማ ኣሎ።😂😂😂😂😂😂😂😂😂

💪💪💪💪⚠️መንጀሪኖ💪💪💪💪💪

‼️‼️‼️  ኣነ ግን ይብል ኣለኹ  ዝኸሰሩ ፖለቲከኛታት ተኣኻኺቦም ዝመስረትዎ  ውድብ ወላ ሓንቲ ፍረ ኣየፍርን‼️‼️ከምዚ ዓይነት በብዘመኑ ምስ ህወሓት። ዘረተፈንጨለ ተኣኻኺቡ ፓርቲ  መስሪ...
08/14/2024

‼️‼️‼️ ኣነ ግን ይብል ኣለኹ ዝኸሰሩ ፖለቲከኛታት

ተኣኻኺቦም ዝመስረትዎ ውድብ ወላ ሓንቲ ፍረ ኣየፍርን‼️‼️

ከምዚ ዓይነት በብዘመኑ ምስ ህወሓት። ዘረተፈንጨለ ተኣኻኺቡ

ፓርቲ መስሪቱ ፈፂሙ ንትግራይ ሰሙን ኣይመርሓን።‼️‼️

‼️‼️‼️‼️ እቲ መንእሰይ ጅሆ ሒዝዎ እንተፈዘዘ ዝገበርና

ገይርና ወላ እናፀረፈና ኣንቂሕና ካብ ልክፍት ህወሓት ጀነራል

ፃርቃንዶ፣ገብሩ ኣስራት ዶ፣ ጫልቱዶ፣ ኣብረሃዶ ወዘተ ነፃ ሓድሸ

ኣተሓሳስባ ዘለዎ መንእሰይ ክመርሀና ዕድል ንሃብ።።አሰለበለዝያ

ብዞም ብቂም በቀል ዝመረቱ ቢልየነራት ነጋዶ ፖለቲካን ኺናትን

ትግራዋይ ተመሪሑ ለዉጢ ይኹን ዕብየት ልምዓት ርግፀኛ እየ

ኣይመፅእን።‼️‼️

08/01/2024

ብመፅናዕትና መሰረት ድሕሪ ከቢድን ቃልሲ ብጣዕሚ ዉሑዳት ተጋሩ ብፍላይ ደቂ ዓጋመ፣እንደርታን ቴንቤንን)ትግራዋይ ነቒሑ ኣሎ።ግን ንሄዊ ፀሊኡዋ እንበር ከመይ ከምዘጥፈኣ ገና ኣይተረደኦን።ስትራተጂ የድልዮ ኣሎ

07/07/2024

እቲ ቀንዲ ፀገም ንህወሓት ቆሪፁ ክቃለስ ከጥፈአ ዝደሊ ፖለቲከኛ የለን።🤔።ህወሓት ሸተት እንተኢላ ልቡ ሸተት ትብሎ ተቐዋሚን ተፃራፋይን እዩ ዘሎ። So,ከምዚ ዝበለ መንጋ መንገ (መግ መግ) ድማ ንህወሓት የገብላ እዩ።

03/08/2024

Address

Asmera
Los Angeles, CA

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when HELM YAF posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share