15/09/2020
ናይ ኣድራሻ ለውጢ
ትካልኩም ሸባ ሌዘር ኢንዱስትሪ እንኳዕ ናብ 2013 ዓ/ም ብሰላም ኣብፀሐኩም እንዳበለ ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ መሸጢ መደብር ቅድሚ ሐዚ ካብ ዝነበረሉ ናብ ጥቓ እንዳማርያም ፊት ንፊት ህዝባዊ ቤት መፃሕፍቲ ናይ ቦታ ለውጢ ከም ዝገበርና ብልዑል ታሕጓስ ክንገልፅ ንደሊ።
ስልኪ ቑፅሪ
+251-942731338
+251-914213260
+251-912691674
+251-914246338