Gual Mahber Kdusan

Gual Mahber Kdusan ዝደለኩሞም ዓይነት ንዋየ ቅዱሳት ንብረት ኣለዉና (ንመንፈሳዊ ኣገልግሎት ዝኸውን ንብረት መሸጢ ዱኳን)

ሰላም እንቃዕ ብደሓን መጻኩም, ናብ'ዚ ፔጅና ንዓኩም መንፈሳውን ባህላውን ዝተፈላለዩ ዓነት ነገራት ከም ንዋየ ቅድሳት,ክዳውንቲ,ንመርዓን ካሊእን ሙሉእ ትሕዝቶ ቀሪብናልኩም ኣለና ነቲ ዘየለ ውን ብናትኩም ድሌት ናብ ዝደልክሞን ከምዝደልክሞን በዚ መራከቢ ዚ ኣብ ቀረባ ክትረክቡና ትክእሉ ኢኩም. ንምትሕብባር ኣብ ዝደልክሞ ሰዓትን ቦታን ከምኡ ውን ብኣካል ዝደልክሞ መጺኩም ክትረክና ትክእሉ ኢኩም።

https://www.gual-mahber-kdusan.com/ምዓልታዊ ሓድስቲ ሰባት ኢዮም ዝጽሕፉልና ዝድውሉልና ኣይንፈልጦን ኣበይ ኣለኹም እንዳበሉ ቡዙሓት ንብረት ቤተክርስቲያን ደልዮም ዝስኣኑ ...
16/05/2026

https://www.gual-mahber-kdusan.com/

ምዓልታዊ ሓድስቲ ሰባት ኢዮም ዝጽሕፉልና ዝድውሉልና ኣይንፈልጦን ኣበይ ኣለኹም እንዳበሉ
ቡዙሓት ንብረት ቤተክርስቲያን ደልዮም ዝስኣኑ ኣለዉ እሞ ሼር ዋጋ ዘይክፈሎ ናይ ኩልና ሓላፍነት ኢዩ ሼር ንግበሮ

15/03/2026

257 Likes, 3 Kommentare. „ “

11/03/2026
04/02/2026
https://www.gual-mahber-kdusan.com/p/-227ወድ ሰብ ልዕሊ ኩሉ ዝምነያ ሓንቲ ኣብ ሂወቱ ጥዕና ሙዃና ኩልና ንፈልጣ ኢና ነገር ግን ጥዕና እንዳ ዓቤኻ ክትከይድ ከለኻ ባ...
30/01/2026

https://www.gual-mahber-kdusan.com/p/-227

ወድ ሰብ ልዕሊ ኩሉ ዝምነያ ሓንቲ ኣብ ሂወቱ ጥዕና ሙዃና ኩልና ንፈልጣ ኢና ነገር ግን ጥዕና እንዳ ዓቤኻ ክትከይድ ከለኻ ባዕልኻ ትፈልጦ ኣብ ሄወትካ ዝርኣየካ ድኽመት ተርኢ ወይ ኣላርም ይገብር እዚ ብቑልጡፍ እንተ ዘይረዲእካዮ ናብ ዝኸበደ ከም ዝኸይደ ዘጠራጥር ኣይኮነን መበገሲ ክኣ ምኽንያት ዘይውሃቦ ኣመጋግባና ኢዩ ክብድኻ ጸጊቡ ክሎ ኣፍካ ሃበኒ ይብላካ ትሕቦ ከብዲ ይገፍሕ ጮጎራ ናይ ምሕቃቅ ተኽእሎ ይደክም ሕማም ይጅመር እዚ ሕማም እዚ ሓደ ዓይነት ሕማም ኣይኮነን ዝተ ፈላለዩ ሕማማት ኢዮም መበገሲኦም ኣመጋግባ ሙኻኑ ተረዲእና ኣሎና ብብልዒ ዝመጽእ ሕማም ሕማም ሕንቓቐ እንተበልናዮ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ኣይኮነን እዛ መጽሓፍ እዚኣ ድማ ካብ ሕማም ሕንቃቐ ተጠንቐቑ ባዕልኹም ንነፍስኹም ይኹን ንስጋኹም ጓስይዋ ኢያ ትብላና ዘላ እሞ ገዚእኩም
ተጠቕሙላ፥
ጽሓፊ 471 ግጽ ዝሓዘ መጽሓፍ ጺሒፉ ነቲ ዘይፈለጠ ከፍልጥ ኣለዎ ኢሉ ተገዲሱ ብዝርድኣና ብቛንቛና ጽሒፉ ንዘቕረበልና ዶ/ር ኣብርሃም ገብረኢየሱስ ብልቢ የመስግኖ

ካልእ ክጠቅም ይኽእል ኢዩ ዝበልካዮ ካብ ምጽሓፍ ዓዲ ኣይትውዓል እግዚኣብሔር ይሓግዝካ

ክት ገዝኡ ትደልዩ ኣብዚ ኦንላይን ኣላትኩም

www.gual-mahber-kdusan.com

Adresse

FrankfurterStr. 17
Neu Isenburg
63263

Öffnungszeiten

Montag 10:00 - 22:00
Dienstag 10:00 - 22:00
Mittwoch 10:00 - 22:00
Donnerstag 10:00 - 22:00
Freitag 10:00 - 22:00
Samstag 10:00 - 22:00

Telefon

+4961027799056

Benachrichtigungen

Lassen Sie sich von uns eine E-Mail senden und seien Sie der erste der Neuigkeiten und Aktionen von Gual Mahber Kdusan erfährt. Ihre E-Mail-Adresse wird nicht für andere Zwecke verwendet und Sie können sich jederzeit abmelden.

Teilen